ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ዝተመረፃ 3ተ ወረዳታት ሳምረ ሰቆጣን የጭላን ሓዊሱ ንቃል ኪዳን ሶቆጣ ዲክለሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ዝዉዕላ መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

Tigray Health Bureau

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን  ዘቕርብ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ

3 ፕሮፎርማ ካብ 10-13/2012 ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 13/06/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo