ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Revenue Development Authority

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 29/05/2012ዓ/ም ክሳብ 02/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 11፡00 ቅ/ቀ ከተቕርቡ ትክእሉ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርትፊኬት ቲን ናይ መቕረባይን ሰርትፊኬት ፎቶ ኮፒ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo