መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ደቡብ ብሄር ብሄርሰባችና ህዝቦች ክልል ዝርከብ ኦም ኩራዝ ስኮር ፋብሪካ ፕሮጀክት ንቪዲዩ ቀረፃ አጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

Mesfin Industrial Engineering PLC

ናይ ጨረታ ረቋሒን ኩነታትን

1 ናይዚ ጨረታ ተሳታፊ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድን ኸቕርብ ዝኽእል

2 ቫት ምዝጉብ ዝኾነን ናይ ግብሪ ኸፈልቲ ሰነድ ከቕርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/12/2015 -  23/12/2015 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ብስራሕ ሰዓት አብ ዋና ቤት ፅሕፈት መቐለ ዕደጋን ቀረብን መምርሒ ናይ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ክወስዱ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይኽእሉ

4 ጨረታ ዕለት 23/12/2015 ሰዓት 8ተ ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብዘለዉዎ ይኽፈት

5 ተጫረቲ ብር 2000 (ክልተ ሽሕ) ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ዓሺጎም ምስ ጨረታ ከእትዉ ይግባእ ጥረ ገንዘብን ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ምዃኑ ክጠቕሱ ይግባእ እንተዘይ ተጠቒሱ ግና እቲ ዘቕረብዎ ዋጋ ቫት ዘይሐወሰ ኾይኑ ይሐስብ

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 

 

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo