ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ደረቕ ፅዕነት/ስሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም

Tigray Region Mine and Energy Agency

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo