ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ንካልኣይ ግዘ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድም

Adwa teachers education college

ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ካብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ዕደጋ ክፍለሊ ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 20 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጠረታ ኣታዊ ክገብሩ ይክእሉ

እቲ ጨረታ 29 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ተጫረቲን ተዓዘብትን ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ይክፈት

እቲ ኮለጅ እቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347713565/0914787925 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

Sponsors

The ways ideas spread.
Milkta Logo