ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን 2012ዓ/ም በጀት ዘመን ዝዉዕል ክኣስር ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ


Read More    

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መንገዲ ፀረጋ ብኤክስካቫተር ኪራይ ሓዊሱ 240 ሜትር ወርዱ 10 ሜትር ዝኮነ መንገዲን ሓመድ ምዉጋድ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ የደሊ ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳድሩ ይዕድም


Read More    

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ከተማ ማይ ካድራ ዝስራሕ በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቢሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝቀርቡ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ሎት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ሎት2 ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት


Read More    

ኤጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከለዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንድስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም


Read More    

ለምለም ካርል ሆስፒታል ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሐትም የደሊ


Read More    

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ትካልና ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ዳ/መ/ፕሮሞሽን ዕድላት ፣ ፀጋታትን መተባብዒታትን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ አመልኪቱ ዝተደለወ በራ ፅሑፍ ከምኡ እዉን ቢዝነስ ካርድ ከሐትም ስለዝሰለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም


Read More    

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ LAN25L ካብ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More