ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ጎማን ምንፃፍን መወዳደርን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም


Read More    

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት / መለለይ ካርዲ ጠበቃታት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ /ተሓዛሊ ሻንጣ /፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ታፔላ ባዕሉ ፂሒፉ ዘቕርብ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 18/09/2012ዓም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም


Read More    

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሩፍሩፍ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 18/09/2012ዓም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮምሽን ፖስታ ናብ ኮምሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ክ/ት ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም


Read More    

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን ዳ/ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01541 ት.ግ hzj78L ካብ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቀዋሚ ንብረት /ፈርኒቸር/ ናይ መኪና ጎማ ብምድብ 1-3 ብር 5000 ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ


Read More    

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።


Read More