ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተፈላለየ ሞዴል ዘለዎን መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ንናይ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝፀንሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ


Read More    

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ን ኣብ መቐለ ዝርከብ ናይ መድሓኒት መሸጢ ቅርንጫፍ ዝዉዕል Inventory soft ware for IPOS/CASH REFISTOR MACHINE ንምትእትታዉ ብሰብ ሞያ አወዳዲሩ ክተኣታቱ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም


Read More    

Marie Stopes International Ethiopia intends to hire a construction company to carryout family Planning Service area renovation at three government hospitals located at Tigray Region ( Abi Adi Hospital) the work will includes ,floor finishing ,walls finishing ,ceiling works ,aluminum works ,painting, sanitary & electrical works.


Read More    

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ናይ ፖሊስ ኮምኒቲ ንምስራሕ ደቐቅትን ኣናእሽተይን ብርኪ ዓሰርተ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ንምቑፃር ዘዉፅኦ ጨረታ መኽፈቲ ን 5/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ተባሂሉ ከምዝነበ ይዝከር


Read More    

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ ብደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ብርኪ ዝርከቡ ጋራዣት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30 ሰነ 2013ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክዕድግን ኣጎልግሎት ክረክብን ይደሊ


Read More    

ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ዝርከባ ኣናእሽተይ መካይን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣወዳዲሩ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ዙርያ ባህልን ረብሕኡን ዝገበሮም መፅናዕቲ ብመፅሄት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም


Read More    

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ማዕፆ ቑልፊ ናይ ተሳሓቢ ወንበር ቑልፊ ስራሕቲ ቑልፊ ዝመሳሰሉ ንብረታት ዝሰርሕ ብኩንትራት ንምሓዝ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክሕዝ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ጎማ ስራሕቲ /ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመትን ከምኩነታቱ ዝናዋሕን ዝቖረፅን ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More