አብ ወረዳ አፅቢ ወንበርታ ጣብያ እ/ስለሴ ናይ ደ/ገ/ቅ ስላሴ ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ተጀሚሩ ጠጠዉ ኢሎ ዘሎ ህንፃ ንምምዝማ ንደረጃ 6ተ ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ ከተማ ዓይደር ዝተፈላለዩ ንብረታት ካብ ቤት ፅሕፈታት ዝአከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ክሽይጥ ይደሊ


Read More    

ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ማለት እዉን Chair with arm rest በዝሒ 300 up holstered chair በዝሒ 160 metal file cabinet በዝሒ 20 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም


Read More    

አብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሐ ከባቢያዊ ልምዓት ዝርከብ ናይ ሶድያም ፊክስቸር ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ ንዕድም


Read More    

ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ናይ አዳራሽ ፅሬቱ ዝሓለወ ተገጣጣሚ ወንበር ከስርሕን ከግጥምን ስለዝደለየዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም


Read More    

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ገዝኢት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ


Read More    

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም


Read More