ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ብናይ መደበኛ በጀት ን 2009 ዓ∙ ም በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ፈርኒቸር: መሳርሒ ህንፃ :መሳርሒ ፅሬትን :ናዉቲ ስፖርት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መካይን :መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል: ስራሕቲ ሕትመት: ፈርኒቸር: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አቁሑትን: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ኦፊስ አዉተሜሽን ናይ ፎቶኮፒ ስራሕቲ: ንጋረጅ ስራሕቲ ዝዉዕል ጉልበትን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ

ኢንተርፕራይስ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ 2009 ዓም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀት ፅገና ስሚንቶ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ናብ ቤት ፅሕፈትና ከፅዕን ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሕታት ፅሬት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ዕጥቅታት ስፖርትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ


Read More    

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንጉባኤ ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ቆቢዕ ካናቲራ ሪባን: መለዋወጢ አቁሑ መኪና ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም


Read More    

ማእከል ምርምር ሕርሻ አክሱም ናይ ሕርሻ መሳርሕን: ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ኮለጅ ትምህርቲ መምህራን ዓድዋ ንምምሃር ምስትምሃ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኤለክትሮኒክስ: ዕጥቅታት ስፖርት :መሳርሒ መለዋወጢ መኪናን: መሳርሒ ሙዚቃን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ: ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት: አቁሑት ቢሮን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ: ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት: አቁሑት ቢሮን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ማሕበር ልምዓት ዒስራ ዓዲ አብ ወረዳ ሕ/ወጅራት ጣቢያ ዓዲ መስኖ ዝርከ ብሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተወሳኪ 2ተ ብሎክ 8ተ መምሃሪ ክፍሊታት ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብርኪ 6ተ ን 7ተን ናይ ኮንስትራክሽን ሕጋዊ ስራሕ ፍቃድ ለኩም ተወደደርቲ ጥራሕ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም


Read More    

አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::


Read More