ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ፖሊስ ኮለጅ መቐለ ተወሳኪ ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ BC 7 ን GC 8 ማለት ዉን ድኣንት ዘይኮኑን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ፅገና ጋራጅ ሰርቪስ ግልጋሎት :ሓለዋ ዋርድያ :ሕትመት ሰራሕቲ: ባነር ሸራ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም


Read More    

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሽራሮ ነቲ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሀለቅትን ቀወምትን ንብረታት ማለትዉን ከም አቁሑት ኤለክትሪክ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ፈረኒቸር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ጎማን ካለማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት መካይን አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ሎደርን ናይ አናሽተይ መኪና መለዋወጢ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ናወቲ ፈርኒቸር : ጎማን ባትሪን ዓበይቲ መካይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ


Read More    

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንናይ 2010 ዓም በጀት ዓመት አብ ከተማ መቐለ ናይ ሓወልቲ ሰማእታት ተወሳኪ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ GC 6 / BC 6 ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለወም ተኮናተርቲ ስራሕ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ


Read More    

ኒዉ ሚለንየም ኮለጅ ንትካሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


Read More    

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (ኤች ዲ ቪ ኤል ቢዝነስ ዩኒት) ኣንግል ኣይረን : ኣር ኤች ኤስ : ላሜራ እና ዋየር መሽ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ብቃት ያላችሁና እና ከዚህ በታች የተዘዘሩትን መስፈርት የምታሞሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል::


Read More    

በመከላኪያ ኮንስትርክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ኣርሚ ፋዉንዴሽን አፓርታመንት ፕሮጀከት ዓዲሓ 16-11B ከዚህ በታች የተመለከተዉን የጥርብ ስራ በማወዳደር ለማሰራት ይፈልጋል


Read More