ክሊኒካል ነርስ

College of Science Dr. Tewelde
Description

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፁ ስራሕ መደብÂ በቀዋሚ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ዲግሪ ብ BSC ክሊኒካል ነርስ

Desired Skills

0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

GPA Â ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን

Experience Requirements

0 ዓመት ናይ ስራሕ ልምድን ልዕሊኡን COCÂ ተፈቲኑ ዝሓለፈ /ት ናይ ጥዕና ሞይ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

How to apply

መተሓሳሰቢ

  • GPA Â ወይ ኣጠቃላሊ ዉፅኢት ትምህርቲ 2. 5 ን ልዕሊኡን
  • ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ CV ን COCÂ ድማ Level 1,Level 2, level 3, level 4 level by level መረጋገፂ ብቅዓት ብሰርትፍኬትን ተፈቲንኩም ሓለፍሉምሉ መረዳእታ ሒዘኩም ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04 /06 /08 ዓም ክሳብ ዕለት 10 /06 /2008 ዓም ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ክምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ንተሓሳስብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 87 83

Share this Post:
Backs