ደ/ ከ /ዕ/ ፍ /ን/ ምም/ ርን መተሓባበሪ
College of Science Dr. TeweldeDescription
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ተወልደ ለገሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝወፀአ ክፍቲ ናይ ሰራሕ መደብ ብቀዋሚ አወዳዲሩ ናይ ደገ ዝዉዉር ወይከዓ ቁፃር ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
ብኣካዉንቲንግ, ማናጅመንት, ኢኮኖሚክስ, ፐርቼዚንግ ,ሳፕላይስ ማናጅመንት ,ፕሮኩሩመንት ሳፕላይስ ማናጅመንት, ሳፕላይስ ማናጅመንት, ቢዝነዝ ኢድኬሽን , ኮኦፕሬቲቬ ወይ ተመሳሳሊ
Desired Skills
ኣብ ናይ መንግስቲ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አፍልጦ ዘለዎ /ዋ ብቁዕ ናይ ኮሚንኬሽን ክእለት ዘለዎ ብሞያ ምምራሕ ብቅዓት ዘለዎ/ ዋ ከተሓባብር ዝክእል ንለዉጢ ቅሩብ ዝኮነን ብመገልገላይነት ዝእመን
Experience Requirements
1ይ ዲግሪ 7ተዓመት ስራሕ ልመዲ
2ይ ዲግሪ 5ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ
How to apply
መተሓሳሰቢ
ዋና ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለሰ ኮፒን CVን
ምዝገባ ዕለት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 24 /05/ 2008 ክሳብ 30/ 05/ 2008 ዓም ንተከታተልቲ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ተረኪብኩም ምምዝጋብ ከምእትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምካና ነተሓሳስብ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 441 8783
Share this Post: