ሒሳብ ክፍሊ ሓላፊ

New Millennium University College
Description

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements
  • MA /Msc ብኣካዉንቲንግ  ዝተመረቀ/ ት
  • BA ብኣካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት    
Desired Skills

MA /Msc ብኣካዉንቲንግ  ዝተመረቀ/ ት      ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰርሐ /ት

BA ብኣካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት                ብሒሳብ ሓላፊ 4ተ ዓመት ዝሰርሐ /ት

Experience Requirements

MA /Msc ብኣካዉንቲንግ  ዝተመረቀ/ ት      ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰርሐ /ት

BA ብኣካዉንቲንግ ዝተመረቀ/ ት                ብሒሳብ ሓላፊ 4ተ ዓመት ዝሰርሐ /ት

How to apply

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008  ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465

Share this Post:
Backs