ኪኢላ ክትትልን ደገፍን
Kedamay Weyane sub city Civil service officeDescription
ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ብዝዉዉር ወይ ቁፃር ቅድም ሰዓብ ብምሕላዉ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደልይ እዚ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቁሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም
Educational Requirements
- ማናጅመንት : ማርኬቲንግ ማናጅመንት ሕጊ ብተወሳኺ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ
Desired Skills
no data
Experience Requirements
- ንMA 4 ዓመት
- ንBA ዲግሪ 6 ዓመት
How to apply
መተሓሳሰቢ
- መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቪስ ክ ከተማ 1ይ ቀ/ወያነ ቢሮ ቁፅሪ 3
- ኣድላይ ዘበለ መረዳአታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ አለኩም
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 15/ 12/ 07 ዓ/ም ሰዓት 8:30
- ተፈተንቲ ኣብ ፈተና እዋን መታወቅያኩም ሒዝኩም ንክትቀርቡ ነተሓሳስብ
- ዝምልከተኩም መረዳእታ እተቅርቡ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 50 92
Share this Post: