ፋይናንስ ምም/ር ኦፊሰር
Tigray Trade and Industry Bureauቢሮ ል/ከ/ንግ/ኢንዱስትሪን ክልል ትገራይ ዝስዕብ ክፍቲ ሰራሕ መደብ ሰራሕነኛ ኣወዳዲሩ ከዕቢ፣ ክዛውር፣ ክቖፅርን ይደሊ
ተደላይ ክእለትን ዓይነት ትምህርቲን
BA ወይ ዲፐሎማ ብኣካውንቲንግ፣ ቢዝነስ ኢዲኬሽን፣ ባንኪ ኢንሺራንስን ኮኦፕሬቲቭ ኣካውንቲንግ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይም ካብ ኮሎጅ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሎጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 4+ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ባችለር/ቀዳማይ ዲግሪ/ ወይ ካብ ቴክኒክን ሙያን ት/ቲን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቐ 5 ዓመት ስራሕ ልመዲ
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ/ካልኣይ ዲግሪ/ 3 ዓመት ስራሕ ዘለዎን ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ
መተሓሳሰቢ
-
ኣብ ወረዳታትን ከተማታትን ንዘለው መሓውርና ካብ ወረዳኹም/ከተማኹም / ቤት ፅ/ት ስ/ሰርቪስ ዝተገናዘበ ትም/ቲ መረዳእታ ስራሕ ልምድን ካልኦት መረዳእታታትን ክቕርብ ኣለዎ።
-
ኣመልከቲ መረዳእታኹም/ኽን ኦርጂናል ምስ ዘይምልሰ ፎቶ ኮፒን ብምሓዝ ክትምዝገቡ ትኽእሉ/ላ ምዃብኩም/ክን ነፍልጥ
-
ምዝገባ ዝካየደሉ ካብ ዕልት 6/05/2006ዓ/ም ክሳበ 12/05/2006 ኣብ ውሽጢ 5+ ናይ ስርሕ መዓልቲ ይኸውን
-
ው/ተኮር፣ ስ/ልምዲ፣ ማ/ፅሬት፣ ፅሑፍ ፈተና ንውድድር መዐቀኒ ዝቐረበ ምዃኑ ነዘኻኽ።
-
መመዝገ ቦታ ኣብ ቢሮ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ኣ/ሰ/ሓ/ሰብ ቁፅሪ 82 ምዃኑ ነዘኻኽር
-
ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከት ዝሓለፈሉ/ትሉ መረዳእታ ክቕርብ ይግባእ