ክኢላ ዳታ ቤዝ

South East zone Justice office
Description

 ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

Educational Requirements

መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

በኣይቲ ብኮምፒተር ሳንስ ወይ ሴክሬተሪያል ሳይንስ፣ ቢሮ ኣስተዳደር፣ ኣይቲ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ሲስተም፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ዝተመረቀ/ት

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ 4ተ ዓመት ንማሰተር 2ዓመት ወየ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ወይ ብማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት  ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 10+2 ወይ 2ተ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ/ት ስራሕ ልመዲ 10ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ

Desired Skills

Experience Requirements

ብዳታ ቤዝ ፣ ብሶፍት ዌር፣ ኔት ዎርክ ቴሓር ኣይሲቲ በበዓል ሞያ ሰታቲስቲክስ መረዳእታ ዝሰርሐ/ት መረዳእታ ምውዳብን ምትንታንን ብፀሓፊተ ኦፊስ ምም/ር ሲሰተም ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሶፍት ዌር ኢንጅነሪንግ፣ ሃርድዌር ኢንጅነሪንግ፣ ዳታቤዝ ማናጅመንት ሲስተም ዴቨሎፐር፣ ኣይቲ ምም/ር ዳታ ቤዝ ማናጅመንት MIS ዝሰርሐ/ት

How to apply

1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም

2 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ  ምም/ር ሰራሕተኛን ጥ/ጥቅምን ቁፅሪ4

3 ዝቀርብ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶኮፒን ስርዝ ድድልዝ ዘይብሉን ዘይምልስን ክቀርብ ኣለዎ፤

4 ሲኦሲ ንዝምልከት ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይወፅእ፡፡

ኣድራሻ ናይ ቀደም አፀዋውዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ንፊት ቁሩብ እትው ኢልካ ዝርከብ ዓይ ህንፃ

Share this Post:
Backs