ፀሓፊት ምምሕዳር ኦፊስ
Tigray Labor and Social Affairs BureauDescription
ምልክታ ንስራሕ ደለይቲ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዘተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ደገ ዝዉዉርን ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ::
ዓይነት ትምህርቲ
-
ብሴክሪታሪያል ሳይንስን ኦፊስ ማናጅመንት
-
ብኮምፒተር ሳይንስ ዲፕሎማ ዘለዎ/ዋ
ተደላይ ክእለት
-
መደብ ስራሕ ብዝሐቶ ስራሕ ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያ ብ 10 ተ 3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይም ብብርኪIII 2 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ/ዋ ስራሕ ልምዲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
ናይ ምዝገባ ዕለት 13 /02 /2007 ዓ/ም እስካብ 25 /02 / 2007 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም አብ ቢሮ ሰ/ማ /ጉዳይ ደ/ ከ /ሰ/ኣ /ስራሕ ሐይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 61 ንክትምዝገቡ እንዳተሓሳሰብና ድሕሪ ታህሳስ 2006 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝተመረቐ ቅድም ክብል ብዲፕሎማ ዝተመረቐ መረጋገፂ ከቕርብ ዝክእል ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ኸቕርብ አለዎ::
Share this Post: