ሲኔር ኣካውንታት
MizanCredit and Saving InstitutionDescription
ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቀዋሚ ክንቆፅር ንደሊ።
Educational Requirements
በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት
Desired Skills
በኣካውንቲንግ ፣ብኣካውንቲንግ ፋይናንስ ፣ብባንኪንግ ኢንሹራንስ፣ብኮፕረቲቭ ኦዲቲንግ፣ ብኮፕረቲቭ በፋይናንሻል ማናጅመንት
Experience Requirements
መመዝገቢ ቦታ- ሚዛን ዕቃርን ልቃሕን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ቀፅሪ ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንርከብ
መመዝገቢ ዕለት ካብ 06/05/2011ዓ/ም ክሳብ 11/05/2011ዓ/ም
How to apply
ተወዳደርቲ ዘለኩም ናይ ስራሕ ልምድን መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ዘይምለስ ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት ኣብ ቀፃሊ ንምልክታ ዝልጠፍ ይኸውን። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-416256
Share this Post: