በዓል ሞያ ካሜራ ማን

Tigray Martyrs’ Memorial Monument center
Description

ማልኸል ሓወለቲ ስማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣበ ዝተገለፀ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዲሩ ሰራሕተኛ ክቆፅር ይደሊ። 

ብርክን ዓይነት ትምህርቲ

  • ብቪድዮን ፎቶን ካሜራን ሰርቲፊኬት ልዕሊኡን ዝተመረቀ

ተደላይ ክእልት

  • ድሕሪ ምረቃ እንተነኣሰ በቲ ሞያ ዓመት ልዕሊኡን ኣግባበ ስራሕ ልምዲ
  • ፖሊሲን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ
  • ንኹሎም ስነ-ምግባር ተገዛኢ ዝኮነ/ዝኮነት
  • ብጉጅለ ስራሕ ዝኣምን
  • ናይ ኮምፒተር ክእልት ዘለዎ/ዋ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

መረዳእታ ትምህርትን ልመዲ ስራሕ ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ምቅራብ ግድን እዩ።

  • ናይ ምስገባ ዕለት ካብ 27/10/2006 ክሳበ 03/011/2006 ዓ/ም ቐዳም ፍርቂ መዓልቲ ምዝገባ ኣሎ።
  • ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ንቅድሚ ዝግለፅ ኮይኑ ፈተና 100% ይታሓዝ
  • ፈተና ትሕቲ 80% ዘምፅእ ተወዳዳሪ ኣይሓልፍን
  • ብቅዓት መረጋገፂ ሰርቲፊኬት ሲኦሲ ምቅራብ ናይ ግድን ይኸውን
  • ኣወንታዊ መብራታትዒ ብመምርሒ ሲቪል ሰርቪስ ይፍፀም
  • ስራሕ ቦታ ንኹሎም ስራሕ መደባት መቐለ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ቢሮ ቑፅሪ 51
Share this Post:
Backs