ላብራቶሪ ቴክኒሻል
Tigray Bureau of Water ResourceDescription
ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም አብ ዘለዎ ክፍቲ ቦታ አወዳዲሩ ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደሊ ንሕድሕድ አብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
-
ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ ሲቪል IVናይ 7 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ
ወይ
-
ብሐመድ ምርምር/ ኮንስትራክሽን ቴክኖሎጂ /ናይ 10+3 ወይ ሲቪልIII ወይ ናይ ኮሌጅ ዲፕሎማ ናይ 9 ዓመት ልምዲስራሕ ዘለዎ/ዋ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሐሳሰቢ
-
መመዝገቢ ካብ ዕለት 23/10/06 ዓ/ም እስካብ 27/10/06 ዓ/ም
-
መመዝገቢ ቦታ ቢሮ ቑፅሪ 03
-
ፈተና ዝውሃበሉ ዕለት 1/11/06 ዓ/ም ሰዓት 9:00
-
መመልከትቲ ዘለኩም መረዳእታ ዋና ምስ ዘየምለስ ኮፒን ናይ ፅሑፍ ማመልከቻ (ናይ ስራሕ መሕተቲ ቅጥዒ ብምምላእ) ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ
-
ንተወሳኪ ሓበሬታ ቁፅሪ ስልኪ : 034 -440- 66 -77- 78 Extension(228) ቁፅሪ ፋክስ 034 - 441-96 -3
Share this Post: