ተሓዚ/ት ገንዘብ

Tigray Communication Affairs Bureau
Description
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ውሽጢ ዝውውርን ወይን ብዝውውርን ቁፃርን ብቐዋሚ ኣወዳዲሩ ብቕደም ሰዓብ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
ተደላይ ክእለትን በቲ ሞያ ዝድለ ስራሕ ልምዲን
12 ክፍሊ ዝወደኣት ወይም ብሓዱሽ ፖሊስ ትምህርቲ 10ይ ክፍሊ ዝወደኣ/ት 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ
ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10+1 ሰርቲፊኬት ዝተመረቐ/ት ወይም ቐዳማይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ/ት 8 ዓመት ስራሕ ልመዲ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+2 ብስርቲፌኬት ዝተመረቐ/ት 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን ብ10+3 ብስርቲፌኬት ዝተመረቐ/ት 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ኮሌጅ ብላዕለዋይ ዲፕሎማ ዝተመረቐ/ት ወይ 4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደኣ/ት 2 ዓመት ስራሽ ልምዲ

መተሓሳሰቢ
ተወዳደርቲ ዘለኩም መረዳእታ ትም/ቲ፣ ስራሕ ልመዲን ኦርጅናልን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ኣለኩም።
ድሕሪ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ት/ተ ዲግሪ ዝጅመረ እንተኮይኑ ሲ.ኦ.ሲ ብቕዓት መረጋገፂ ክቕርብ ዝኽእል፤
ንዲፕሎማ ድማ ብርኪ ትምህርቲ ዝጥይቕ እንተኮይኑ ሲ.ኦ.ሲ ብቕዓት መረጋገፂ ክቕርብ ዝኽእል፤
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ርኽብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቑፅሪ 17 ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብን
ምዝገባ ዕለት ካብ 11-16/10/2006 ዓ/ም 5 /ሓሙሽተ/ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኽውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይግለፅ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-41-57 ምድዋል ይከኣል።
ብቀጥታ ናብ ከይዲ ስራሕ ብexchange BOI_HRM ብምባል ምልኣክ ይከኣል።
Share this Post:
Backs