ኪኢላ ምድልው መዘንቲ

Tigray Professional Qualification Certification Agency
Description

ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ  ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን

ዞባ ደቡብ/ ማይጨው

 

ተደላይ ኽእልት
ብነርስ፣ ፋርማ፣ ላብላቶሪ ዝተመረቐ/ት


ብ1ይ ዲግሪ 9 ዓመት ስራሕ ልመዲ ዘለዎ

ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ

መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ


 

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ

መመዘገቢ ቦታ

ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ

ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ

ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር

Share this Post:
Backs