ኪኢላ ትምህርቲ ስልጠና ምክልካል ግዕዝይና
Tigray Regional Anti-Corruption CommissionDescription
- ብሕጊ፣ ማናጀመንት ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶስዮሎጆ፣ ስነ-ምግባር፣ ስነ-ዜጋን፣ ቋንቋን ስነ-ፅሑፍን ጋዜጣኝነት ፖሎቲካል ሳይንስ ዓለም ለከ ርክብን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዓይነት ዘለዎ/ዋ
- ብዝተጠቀሰ ዓይነት ሞያ ኮይኑ ድሕሪ ምምራቅ
- ዶክትሬት ዲግሪ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ
- ማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት
- ቀዳማይ ዲግሪ 4 ዓመት ካብኡ ንላዕልን ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ
ልምዲ ግልጋሎት
- ናይ ምስዳንን ምትሕብባር ምውሳንን ስርዓት ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ፖሊስታት መምርሕታት ስትራቴጂታት ግቡእ ግንዛበ ዘለዎ/ዋ
- ኣብ ሞያ ትምህርቲ ግቡእ ፍልጠትን ዓቅምን ዘለዎ/ዋ
- ንሕገ-መንግስቲን ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ተኣማኒ ዝኮነ/ነት
- ኣብ ፍሉይ ደንቢን ሞያዊ ስነ ምግባርን ዝተነፀሩ ረቋሕታት ዝማልእ/ ዝተማልእ
- መሰረታዊ ፍልጠት ኮምፒተር ዘለዎ/ዋ ይተባባዕ/ ትተባባዕ
- ናይ ኪሚኒኬሽን ክእለት ዘለዎ/ዋ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
-
ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዝርዝር መደብ ንምምዝጋብ እትቀርቡ ተቀዳደርቲ ካብ ሕዚ እትሰርሕሉ ቢሮ/ትካል/ ካብ ሐዚ እትነብርሉ ከባቢ ብዛዕባ ስነ ምግባርኩም ዝገልፅ ደብዳቤ ንፈተና ዝትፍተኑ ምካንኩም ምስ ኣረጋገፅኩመ ብዛዕባኩም ክትቅርቡእንዳሓበርና ዘየቅርብ ተወዳዳሪ ግን ናብ ፈተና ዘየቀርብ ምካኑ እናፍለጥና ዝምልክተኩም ሒዝኩም ክትቀርቡ ነተሓሳስብ
-
ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 30/03/2006 ዓ/ም ክሳብ 08/04/2006 ዓ/ም
-
ናይ ምዝገባ ቢሮ ቁፅሪ 65 1ይ ደብሪ
-
ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
-
ንፈተና እትቀርብሉ ዕለት ብምክክታ ክግለፅ ምካነየ ንሕብር
-
ተወዳደርቲ እቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሕታት መሰረት እተማልኡ በቲ ዝተጠቀሰ ናይ ምዝገባ ዕልት ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ውሽጢ ክትቀዳደሩ እት ኢርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ስራሕ ልምድኩምን ትምህርቲ ሜዳእታን ከምኡውን ካልእ ነዚ ውድድር ይጠቅመና እንትብልዎ ዲክመንት ብምሓዝ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 265 ብምምፃእ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
ምስ ሰላምታ
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረጠ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ
Share this Post: