ሞተረኛ ፖሰተኛ

South Easte Zone Middle Court
Description
ዞባ ደቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ 4ይ ክፍሊ ልዕሊኡን መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ኮይኑ 2ይ መንጃ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ሞተር ምዝዋር ክእለት ዘለዎ ልምዲ ዓመት 0 ዓመት ስራሕ ቦታ ዞባ ደ/ምብ/ማእ/ቤ/ፍርዲ መብርሂ ሲኦሲ ብመምርሒ መሰረት
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
ነዚ ሮቃሒ ተማልኡ እዞ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ደሚሩ ኣብ ውሽጢ 10ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኹም ኣብ ዞባ ድቡብ ምብራቕ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 3 እናመፃእኹም ንክትምዝገቡ ንሕብር።
Share this Post:
Backs