ሓላፊ መምርሒ ዕድጊትን ቐረብን

Tigray Urban Development and Housing Agency
Description

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብዕብየት፣ ዝውውር፣ ብቁፃር ብቅደም ሰዓብ ሓይሊ ሰብ ብቋምነት ከማልእ ይደሊ

ት/ ደረጃ

  • ቢ.ኤ
  • ኤም.ኤ

ዓይነት ሞያ

  • ብፐርቴዝንግ፣ ማናጅመንት፣ ኣካውንቲንግ፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ቢዝነዝ ኣድመንስትሬሽን

ስራሕ ልምዲ

  • 8 ዓመት ቢ.ኤ
  • 6 ዓመት ንኤም.ኤ

መብርሂ

  • ፅቡቕ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝተቐመጠ መመዘኒ ረቋሒ ኣተማልኡ ኣመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት ጀሚሩ ምስቲ ቦታ ራሕቂ ኣብ ግምት ብምእታው ካብቲ ዝተለመደ ፍልይ ብዝበለ መንገዲ ንዝተወስኑ ጊዜ ብምውሳኽ ወፂኡ ኣሎ። ስለዚ ኣብ ውሽጢ 10+ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ናብ ኤጅንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ ፐርሰኔል ክፍሊ ቐሪብኩም ንክተመልክቱ ንሕብር። ናይ ከተማታት ኤጀንሲ ልመዓት ኣባይቲ ኣመልከቲ ድማ ናብ ዘለኹምዎ ከተማ ብምምልካት መረዳእታኹም ንክልኣኽልና ንሕብር።


 

Share this Post:
Backs