CBM Supervisor

Tigray Labor and Social Affairs Bureau
Description

ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዝተገለፀ ክፍቲ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ቐደማይ ዲግሪ

Desired Skills
  • Special needs Education , Psychology , Sociology , Social workÂ
  • ናይ Computer Application ክእለት ዝለዎ/ዋ
  • ናይ ሞተር ሳይክል መንጃ ፈቓድ ዘለዎ ወይ ከዓ ምስተቆፀረ ከዉፅእ ዝክእል
Experience Requirements

2 ዓመት ብማሕበራዊ ስራሕ (Social work) ወይ ከዓ ኣብ ጉድኣት ኣካል ህፃናት ኣረጋዊያን ዝሰርሐትÂ

How to apply
  • ዓይነት ቁፃር : ኩንትራት ን 6 ወርሒ አፈፃፅማ ተራእዩ ዝነዋሕ እዩ

  • ናይ ምዝገባ ዕለት 7 /9 /2009 ዓም እስካብ 15/9/2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን መረዳእታ ሒዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይÂ ደ/ከ/ስ/ኣ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ንክትምዝገቡ ነተሓሳስብ
  • ፈተና ዝዉሃበሉ ዕለት ብምልክታ እነፍልጠኩም ምካንና ንሕብር
  • ስልኪ ቁፅሪ 0344418065
Share this Post:
Backs