ተመራማሪ/ ት ማሕበር ቁጠባ (Extension)

Tigray Agricultural Research Institute
Description

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቐፂሎም ንዘለዉ ክፍቲ ስራሕ መደባት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ተማሊኡ ኣመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

Educational Requirements

BSc

Desired Skills

ብማሕበር ቁጠባ (Extension) BSc ዝተመረቀ ንደቂ ተባዕትዩ 3.0 ልዕሊኡን ንደቂ ኣንስተዩ 2.75 ልዕሊኡንÂ

Experience Requirements

ዐ ዓመት ስራሕÂ ልምድ

How to apply
  • ንኩሎም ስራሕ መደባት እንተተረኪቡ ቅድሚ BSc ይምረፅ :: ናይ BSc ናይ MSc ሙያ ት/ቲ ሐደ ዓይነት ክከዉን አለዎ ናይ BSc ድማ 3.00 ልዕሊኡን ክከዉን ይግባእ:: ናይ MScመሃያ ናይ ምርምር ስኬል መሰረት ዝከዉን
  • መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ኣግባብ ዘለዎ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ንከቅርቡ ነተሐሳስብ
  • ምዝገባ ቦታ : ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 16
  • ምዝገባ ዕለት : ካብ 7/9 /2009 ዓም ክሳብ 11 /9 /2009 ዓም
  • ፈተነ ዝወሃበሉ ዕለት: ብምልክታ ክግልፅ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል
  • ናይ ስራሕ ቦታ : ኣብ ዝተመደበሉ ቦታ
Share this Post:
Backs