Training industrial engineering
Maichew Particleboard Manufacturing PLCDescription
ናይ ስልጠና ስራሕ ምልክታ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክልቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር በዞም ዝስዕቡ እናሰርሑ ዝስልጥኑ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዝኾነ ድማ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀኣሉ ጀሚሩ ዕለት ኣብ ዘለው 10+ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ኣብ ፐርሶኔል እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንዕድም።
ዓይነት ትምህርቲ
- BSc Degree in industrial engineering
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
ዓይነት ቑፃር ሰልጣኒ
-
ናይ ስልጠና ግዜ 6+ ወርሒ
-
ድሕሪ 6+ ወርሒ ናይ ስራሕ ውፅኢት ተራኢዩ ብኩንትራት ወይ ቀዋሚ ክቑፀር ዝደሊይ፣
-
ኣብ ናይ መንግስቲ ዩኒቨርስቲ ብመደበኛ ዝተምሃረ፣
-
ድሕሪ ምዝገባ ድማ ናይ ኣመልከቲ በዝሒ ተራእዩ ብጂ.ፒ.ኤን ፈተናን ይፍለይ፣
-
ናይ ፈተኛ ዕለት 16/07/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
Share this Post: