ክኢላ ምክልከልን ምቁፅፃርን ሐሰካ በለስ/ ኮቼኔል/
Tigray regional state agriculture and rural development BureauDescription
ቢሮ ልምዓት ሕርሻ ገፀርን ክልል ትግራይ ኣብዞም ክፍቲ ስራሕ መደብ ብኩንትራት ቁፃር ንስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት
Entomology , Crop or plant Science , plant pathology , Biology Agro Ecology , Agronomy , Crop or plant protection Science
Desired Skills
ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቀ/ት
ኣብምክልካልንምቁፅፃርንባልዓትክእለትዘለዎ/ዋ
Experience Requirements
8ዓመት 1ይ ዲግሪ
5ተ ዓመት ን 2ይ ዲግሪ ልዕሊኡ
How to apply
- ምዝገባዝካየደሉዕለትካብ 20/ 4/ 2009 ዓምክሳብ 26/4/2009 ዓም
- ምዝገባዝካየደሉቦታቢሮልምዓትሕርሻገፀርን ደ/ከ/ስ/አመ /ስራሕ ሓ/ሳብቢሮቁፅሪ 003
- ተወዳደርቲኣብላዕሊዝተጠቀሱመረዳእታትኦርጂናልዘይምለስፎቶኮፒሒዝኩም/ክንክትቀርቡ/ባ ይግባእ
- ፈተናዝወሃበሉዕለትድሕሪምፅራይብምልክታክግለፅእዩ
- ዓይነትፈተና: ናይፅሑፍፈተና 100%
Share this Post: