ጀነራል ሰርቪስ ክፍሊ ሓላፊ

Mekelle Institute of Technology
Description

ትካልና ኤ.ቴ.መ ስኳር ኣገዳ ማይክሮፓጌሽን ፕሮጀክት ካብዚ ሲዓቡ ቀሪኑ ንዘሎ ክፈቲ ስራሕ መደብ ኣመልከትቲ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ።

ተደላይ ትምህርቲ

ቀዳማይ ዲግሪ ብማናጅመንት ወይ ተመሳሳሊ ፊልድ

ኣብ ትራንስፖርት ኦፊስ ኣደሚንስትርሽን ዝሰርሐ ይምረፅ

ስራሕ ልምዲ 4 ዓመት

ደረጃ X

በዝሒ 01

መሃያ 4697.00

Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply

ኣመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ትምህርቲ ደረጃ፤ ሰራሕ ልምዲን ካልኦት መረዳእታን ሒዝኩም ብምምፃእ ካብ ዕለት 03/03/2006 ዓ/ም --- ክሳብ 13/03/2006 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምተክእሉ ነፍሊጥ።

መመዝገቢ ቦታ-- ፕሮጀክት ኦፊስ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሕን።

Share this Post:
Backs