Assistance Electrician

Dedebit Credit and Saving Institution S.C
Description

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አ/ማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ደረጃ 4

Desired Skills
  • ብኤሌክትሪሲቲ ዝተመረቐ/ት
  • ሲኦሲ ደረጃ 4 ዝወደአ/ት
Experience Requirements

2 ዓመት ኣብ ህንፃ ኢንስታሌሽን ዝሰርሐ/ት

How to apply

መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 2 /12 /2008 ዓም ክሳብ 6/ 12 /2008 ዓም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ዋና ቢሮ 5ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 516 ንክትምዝገቡ ንሕብር

Share this Post:
Backs