Electrician

Dedebit Credit and Saving Institution S.C
Description

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ አ/ማ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

ደረጃ 4Â Â

Desired Skills
  • ብኤሌክትሪሲቲ ዝተመረቐ/ት Â
  • ሲኦሲ ደረጃ 4 ዝወደአ/ትÂ Â
Experience Requirements

4 ዓመት ኣብ ህንፃ ኢንስታሌሽን ዝሰርሐ/ት

How to apply

መመዝገቢ ዕለት: ካብ ዕለት 2 /12 /2008 ዓም ክሳብ 6/ 12 /2008 ዓም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስ ኦርጅናል ደኩመንት ብምሓዝ ኣብ ዋና ቢሮ 5ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 516 ንክትምዝገቡ ንሕብር

Â

Share this Post:
Backs