ሶሻል ወርከር

Tigray High Court
Description

ላዕ/ቤፍርዲ ክልል ትግራይ ንመጋባእያ ህፃናት Â ሶሻል ወርከር ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ብኮንትራክት ክቖፅር :Â ከዛዉር ይደሊ

Educational Requirements

1ይ ዲግሪÂ Â

Desired Skills

ሶሶሎጂ ወይ ሳይኮሎጂÂ Â

Experience Requirements

2 ዓመት ልዕሊኡንÂ Â

How to apply
  • ናይ ስራሕ ቦታ : አብ ወረዳን ዞባን ማእ/ቤት ፍርዲ

  • ነዚ ረቆሒ እተማልኡ ወፃኢ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኦርጅናል መረዳእታኩም ምስ ዘይመለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ላ/ቤ/ ፍርዲ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃአኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

  • ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ዝግለፅ ምካኑÂ
Share this Post:
Backs