ጀማሪ ስፔሻሊስት መምካር ምምዝጋብን ምርግጋፅን ንግዲ ምልክት ንግዲ ሽም
Tigray Science and Technology Agencyኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ኣብ ዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ብናየ ደገ ቁፃር አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደለየ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ረቆሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም
ካብ ዝተፈለጠ ዩኒኒቨርሲቲ BA/LLB/MA/LLM/PHD ብኢኮኖሚክስ: ብሕጊ :ብማሕበራዊ ሳይንስ ዘርፊ: ኮምፒተር ሳይንስ: ኮምፒተር ኢንጂነሪንግ :ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ :ባዮሎጂ: ሜዲካል ኣንትሮፖሎጂ :ብጥዕና ሕብረተሰብ ዝተመረቀ/ ት ብተወሳኪ እዉን መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዎ/ ዋ ብ3ተ ዓመት ዝተረከበ 1ይ ዲግሪ

0 ዓመት
ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ይግባእ
ተመዝገብቲ ናይ 8ይ ክፍሊ ትምህርቲ መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ
መመዝገቢ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ ሳይንስ ቴክኖሎጂ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ሓይሊ ሰብ ህንፃ ጥቃ ጉድኣት ኩናት ትግራይ 5 ደብሪ
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለተ 19/ 09 /2008 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 5 ናይ ስራሕ መዓልትታት ይከዉን
ብዝዓባ ብቅዓትን መረጋገፅን ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ የፍልጥ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344404127