Animal Production researcher
Tigray Agricultural Research Instituteኢንስቲትዮት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ አመልከቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
MSC in animal production (thesis on apiculture)
BSC in animal science, animal range science, animal and health science, animal related study, Bee related study has advantage
MSC in animal production (thesis on apiculture)
BSC in animal science, animal range science, animal and health science, animal related study, Bee related study has advantage
0 ዓመት
ንናይ ተመራመርቲ ክፍቲ ስራሕ መደብ MSC/2ይ ዲግሪ ዘለዎ/ እንተተረኪቡ ብደረጃ ስኬል 2ይ ዲግሪ መሰረት ብቀዳምነት ይምረፅ ኮይ ግና ናይ MSCን BSCን ዓይነት ትምህርቲ ተመሳሳሊ ኮይኑ ናይ MSCን BSCን GPA ንደቂ ተባዕትዮ 3.00 ንደቂ ተነስትዮ 2.75 ልዕሊኡን
መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ አግባብ ዘለዎ መረዳእት ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ነተሓሳስብ
ምዝገባ ቦታ ኢንስትትዮት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁ 16 ዒላላ
ምዝገባ ዕለት ካብ 24 /08/ 2008 ዓም ክሳብ 28/ 08 /2008 ዓም
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክት ክግለፅ ዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁ 0344407901 ምሕታት ይከኣል