ፋይናንስ ዋና ክፍሊ ሓላፊ
Fre Suwat Trading PLCDescription
ፍረ ስወት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ አወዳዲሩ Â ከቆፅር ስለዘደለየ ድሌት ዘለኩምን ተደላይቲ ረቋሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተመልክቱ ንዕድም
Educational Requirements
ዲግሪÂ
Desired Skills
ሕጋዊነት ካብ ዘለዎ ዩኒቨርስቲ ብአካዉንቲንግ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት
Experience Requirements
ኣብ ፍሉጥ ትካል 6 ዓመት ዝሰረሐ/ት ካብዚ 4ተ ዓመታት ብሓላፊነት ዝሰረሐት peachtree Accounting ክእለት ዘለዋ/ዎ
How to apply
- ናይ ምዝገበ ዕለት : 5/08/2008 12/08/2008 ዓም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት
- ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት : 13082008 8:00 ድሕሪ ቀትሪ
- ልዕል ኢሎም ዝተጠቀሱ ሮቋሓታተ እተማለኡ አመልከቲ መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዝኩም ኣብ ከተማ መቐለ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ኣካል ትግራይ (TDVA) ህንፃ 6ይ ፎቅ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 1 እንዳተረከብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም
- ኣድራሻ 0344415254Â
Â
Share this Post: