New Millennium University College

Description

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Educational Requirements

  • ብኣካዉንቲንግ  ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት       

Desired Skills

ብኣካዉንቲንግ  ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ ት       

Experience Requirements

1 ዓመት ብኣካዉንታንት ዝሰርሐ /ት

How to apply

ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን ምስዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ፐርሴነል ክፍሊ ካብ ዕለት 23/ 05/ 2008 ዓም- 30 /05 /2008  ዓም ክሳብ ሰዓት 11 ፡00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ከምትክእሉ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344410465