Tigray Agriculture and Rural Development Bureau

Description

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ ኣብ ክ ስ አጠ ሃፍቲ ተፈጥሮ ንኡስ ከይዲ ስራሕ    ማሕበረሰብ ስራሕቲ     (public works)   መሰረተ ልምዓት በዓል ሞያ (infrastructure expert) ብኮንትራት ክቆፅር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሓተቱ ረቀሕታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

Educational Requirements

በሕርሻ ምህንድስና (agro engineering )

Desired Skills

ኮምፒተር ክእለት  ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ሓመድን ቶኒክ ዲዛይን      ክእለት GIS ዘለዎ ይምረፅ

Experience Requirements

ዲግሪ 8 ዓመት ሰራሕ ልመዲ

በማስተር 6 ዓመት

How to apply

መዝገባ: ካብ 18 /05/ 2008 ክሳብ 25/ 05 /2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት

ምዝገባ ቦታ: ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ደ ከ ስ አመራሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 003

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት :ስክሪን ምግባር ምስተወደአ በካልእ ምልክታ ይግለፅ

ፈተና ዝወሃበሉ ቦታ: ኣብ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን

ዓይነት ዝወሃብ ፈተና :ናይ ፅሑፍ ፈተና    100%

ፍሉይ ድጋፍ ዘድልዮም ብመሰረት መምርሒ ይተባብዑ

ከቅርብዎ ዝግባእ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርትን ልምዲ ስራሕን ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን