Description
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምምሕዳር ዞ/ዶ/ምብረቕ ንዘለዎ መደብ ስራሕ ፣ ተሓሳቢነት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስ ዝደለየ ነዚ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ዝስዕብ ረቓሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንሕብር
Educational Requirements
ማናጅመት ፣ ቢዝነስ ማናጅመንት ፣ ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሕጊ፣ ፓፕሊክ፣ ኣድሜስትሬሽን ከተማ፣ ምመ/ር/ምህንድስና /ሕርሻ ኤክስቴንሽን ፣ ኩሎም ዓይነት ማናጅመንት
Desired Skills
ኪኢላ ጥርዓን ሰማዒት
Experience Requirements
ብዲግሪ ተሓሳቢ 0 ዓመት
How to apply
ተወዳደርቲ ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጅናል መረዳእታ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ይቅረቡ
ናይ ምዝገባ እዋን 07/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 09/12/2011 ይከዉን
ኣድራሻ ፊት ንፊት ማረት ንዉሽጢ እትዉ ኢልካ ዝርከብ ህንፃ 2ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 27