Description
መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ፡2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ
Educational Requirements
ዲፕሎማ
Desired Skills
ኢንግሊዝኛ
Experience Requirements
2ዓመትን ልዕሊኡን
How to apply
ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቋሕታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳአታ ትምህርትኩም CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለይ ካርዱኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንከተመልኩቱ ነተሓሳስብ
ኣድራሻ - ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ / ጥቓ ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ/
ስ.ቁ 03 44 41 13 01 /03 44 41 85 65/ 03 44 41 98 18