New Millennium University College

Description

ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

Educational Requirements

  • MA / Msc  ብኣካዉንቲንግ
  • BA  በኣካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት

Desired Skills

  • ፕችስሪ ክእለት  ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

Experience Requirements

- ብሒሳብ ሓላፊ 2ተ ዓመት ዝሰርሐ/ት

- ብሒሳብ ሓለፊ 6ተ ዓመት ዝሰርሐ/ት

How to apply

አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 03/13 07 ዓም 04/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር