Description
ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡
Educational Requirements
8ይን ልዕሊኡን
Desired Skills
8ይን ልዕሊኡን
Experience Requirements
4ተ ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ ኮይኑ 4ይ ማንጃ ፍቃድ ደረቅ 2 ዘለዎ/ ልዕሊኡን ዘለዎ፤
How to apply
- - ኣመልካቲ ኣብ ዝቀርብሉ ግዜ ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ናይ ገዛ ካርታ ዋሕስ ከቅርብ ኣለዎ፤
- - ኣመልከቲ ተታሒዙ ንቀርብ ስራሐ ልምዲ ካብ ዝምልከቶም ናይ እቶት ኣካላት ግብሪ ከፋሊ ምዃንኩም ዝገልፅ ናይ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ኣለዎ፤
- - ኣመልካቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 7 ተከታታሊ መዓልቲ ዘድሊ መረዳእታ ሒዝኩም ካብ ዕለት 0110/2011 ዓም ክሳብ 08/2011ዓ/ም ምዝገባ ዝካየድ ምዃኑ ነፍልጥ፤
- - ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-421293
ፋብሪካ ደስታ ኣልኮልን መስተን ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ብዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡