New Millennium University College

Description

ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

Educational Requirements

ኣይቲ ኢንፎርሜሽን ቴከኖሎጂ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት

Desired Skills

ኣይቲ ኢንፎርሜሽን ቴከኖሎጂ ዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት

Experience Requirements

1 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ

How to apply

ኣመልከቲ ኦርጂናል  ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ

 ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡