Description
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡፡
Educational Requirements
ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ
Desired Skills
ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ
Experience Requirements
ብቀጥታ 4 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ
How to apply
ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 05/09/2011 ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም
ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤
መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምድዋል ይከኣል፤