Kassa and Lemlem Metal Manufacturing partnership

Description

ካሳን ለምለምን ሓፂን መፂን መፍረይ ሕብረት ሽርክና ማህበር ዉቅሮ

ምልክታ

አብዚ ዝስዕብ ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ነዚ ዝስዕብ ረቆሕታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ

ደረጃ ትምህርቲ : BSC

ዝተመረቀሉ ዓይነት ትምህርቲ : መካኒካል ኢንጅነር ወይ ማንፋካቸር ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ

ዝህልዎ ስራሕ ልምዲ : 2 ዓመት ብመካኒካል ኢንጅነር ወይ ብተመሳሳሊ ዝሰረሐ/ ኣብ ፋብሪካ ዝሰርሐ ይምረፅ

ተወሳኪ ክአለት : ናይ ኮምፒተር ክእለት

ዝቖፀረሉ ዲፓርትመንት :  ኣመራርሓ ስራሕ ፅሬት ስራሕ

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

ፆታ አይፈልን

ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ናይ ፋብሪካ HRM ቤት ፅሕፈት

መመልከቲ ከቕርቦ ዝግባእ መረዳእታ

  • ኦርጅናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ኦርጅናል ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ምስ ዘይምለሰ ፎቶ ኮፒ

  • ናይ ካልኣት ዘተሐተቱ ተወሳኪ ክአለታት መረዳእታ

ድሕሪ ምዝገባ ኣብ ምፅራይ ነዝሐለፉ ናይ ፈተና ዕለት ምልክታ ንልጥፍን ነፍልጥን ምኮና

አድራሻ ፋብሪካ ኣብ ከተማ ዉቕሮ ትሕቲ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን /ጥቃ ናይል ቆርቆሮ ፋብሪካ/