Mekelle Institute of Technology

Description

    ንደገ ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልከታ

ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ::

ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ጀነራል መካኒክ / ኤሌክትሪክ መካኒክ 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ  

Educational Requirements

Desired Skills

Experience Requirements

How to apply

ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ

አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ::

መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን