Description
ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ንሓብራዊ ህንፃ ሰራሕተኛታት ሰርቪስ ትህብ ማእከላይ ኣውቶቡስ ዝገንሕ ሰራሕትኛ ኣውዳዲሩ ብቑፃር ብሓይሊ ሰብ ክማልእ ስለዝደሊ ንተውዳደርቲ ምልክታዚ ያዕድም
ተደላይይ ክእለት
4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 5ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 0 ዓመት ስራሕ ልምድን
4ይ ክፍሊ ዝ ወዴአ/ት 4ይ ብርኪ መዘወሪ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ 4 ዓመት ስራሕ ልምድን
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
መተሓሳሰቢ
-
ተውሳኪ ቶፕ ኣፕ 800 ብር
-
ናይ ምዝገባ እዋን ካን ዕለት 14/04/2006-18/04/2006 ዓ/ም ንትኸታታሊ 5+ ናይ ስራሕ መዓልቲ
-
ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቑፅሪ 198 ኣብ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ /HRM/ ብስራሕ ሰዓት
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን