Description
ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ
ኦፕን ናይ ማይ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ
ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር ክእለት እንተሃለዋ ይምረፅ
ስራሕ ልምዲ ሐደ ዓመትን ልዕሊኡን
ፆታ አንስተይቲ
Educational Requirements
Desired Skills
Experience Requirements
How to apply
አመልከትቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 4 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛታት ብአካል እንዳቐረብክን ምምልካት ከምእትኽላ ነፍልጥ
አድራሻ መቐለ ጥቓ ጥዕና ጣብያ ልምዓት ባንኪ 2ይ ደብሪ ስ ቁ 0914 72 98 93