Description
ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቐፂሉ ኣብ ዝርከብ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቖፅር ይደሊ::
ተደላይ ክእለት
-
ቴክኒክ ሙያ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ2 ብሰቲ ዝተመረቐ ወይ ካልአይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 9 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘሎዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ::
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መሰመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሙያን 10ተ3 ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ ብብርኪ III ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ 7 ዓመት በቲ ሙያ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ /coc/ ዝሐለፈ::
-
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ ብብርኪ IV ዝተመረቐ ወይ ካብ ኮሌጅ ላዕለዋይ ዲፕሎማ ወይ 4ተ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ በቲ ሙያ 5ተ ዓመት /coc/ ዝሐለፈ::